Forum Message

Topic: ሰላምታ
Posted by: ካብ ኣብርሃም
Date/Time: 5/28/2008 3:40:49 AM

ሰላም ኣቶ የማነ ከመይ ሓዲርካ ዝሰደድካለይ በጽሒኒ ከምዝበልካኒ እቲ ፎልደር ክኸፍቶ ፈቲነ ግን ክሰርሓለይ ኣይከኣለን ኣሎ እቲ ፍላሽ ፕለየር'ውን ነሩኒ እንደገና ኣፕደይት ገረዮ'ሞ ኣይሰረሓለይን ብዝኾነ በቲ ዝከኣለኒ ከምቲ ሓሲብናዮ ዘሎና ክንራኸብ ኢና ምስቶም ዝምልከቶም ሓለፍቲ ናይቲ ቤት ትምህርቲ እሞ ክንዕወት'ውን ተስፋ ይገብር። ካብ ኣብራሃም

Forum Home

 

 


Geez Word | Download | Purchase | Resellers | Support | Contact us

Copyright © 2006 GeezSoft. | Site Maintained By: EriWeb Solutions