Forum Message

Topic: ዝምስገን ስራሕ
Posted by: ኣክሊሉ ፎቶ(ተፎኖ)
Date/Time: 6/21/2007 1:10:24 PM

እቲ ዝግበር ዘሎ ናይ ግእዝ ስራሕ ንዝርድኦ ሰብ ዓቢ ስራሕን ዓቢ ዝላ ንቕድሚትን እዩ፣፣ ጽሑፍና ኣብ ኮምፑተር ክጽሓፍን ክንበብን ከሎ ዝስምዓኒ ኩርዓት ወሰን የብሉን። ዋናታቱ ንነብስኹም እዚ ብምግባርኩም ዕዉታትን ኣብነታውያንን ከምዝኾንኩም ክትርድኡለይ ብትሕትና እሓተኩም

Forum Home

 

 


Geez Word | Download | Purchase | Resellers | Support | Contact us

Copyright © 2006 GeezSoft. | Site Maintained By: EriWeb Solutions