Forum Message

Topic: Ad
Posted by: Thomas Habtemariam
Date/Time: 10/16/2006 8:06:57 PM

ናብ ዝኸበርካ ኣቶ የማነ ርእሶም፣

ሰላምን ኣሳልጦን ኣንዳተመነኹልካ ናብቲ ቀንዲ ኣርእስተይ ክሰግር።

ኣብዝሓለፈ ሰሙን ብዛዕባ ናይ ትካልካ ምልክታ ብቴሌፎን ተዛራሪብና ኣብ ሓደ ምርድዳእ በጺሕና። ስለዚ ትኽእል እንተኾንይንካ ናይ ትካልካ ሓፈሻዊ ሓበሬታ ምስ ኣርማ ወይ ሎጎ ምስትሰደለይ ኣብቲ ናተይ መርበብ http://www.kulubiz.com ብዘይ ክፍሊት ከምዝዝርጋሓልካ ደጊመ ቃል ይኣትወልካ።

ሰናይ ቅነ።

ካብ ቶማስ ሃብተማርያም

Forum Home

 

 


Geez Word | Download | Purchase | Resellers | Support | Contact us

Copyright © 2006 GeezSoft. | Site Maintained By: EriWeb Solutions