Forum Message

Topic: VISTA PC
Posted by: ሰናይ
Date/Time: 3/23/2009 3:22:59 PM


ክቡራን ኣሕዋትን ኣሓትን
ኣብ Windows XP PC ዝነበረኒ ናይ ግዕዝ ሰነድ በቲ ኣረጊት ግዕዝ
ሶፍትወየር ዝተጻሕፈ፣ ኣብ VISTA PC ከንቢቦ ኣይከኣልኩን፣ ኣብዛ VISTA PC ሓዲሽ ግዕዝወርድ እዩ ዘለኒ። በጃኹም ሓጊዙኒ፣ እንታይ ክገብር ከምዘለኒ ኃብረኒ።


የቐኒየለይ

Forum Home

 

 


Geez Word | Download | Purchase | Resellers | Support | Contact us

Copyright © 2006 GeezSoft. | Site Maintained By: EriWeb Solutions